08/10/2019
⛪'ኣብቲ ብምሕረት ኣምላኽ ፡ ንዕዮ ኣምላኽ ብ ኣምላኽ ፡ እተውሃብናዮ ናይ ምድሪ ጊዚያዊ ቤት ፡ ኣብ ደንቨር ኮሎራዶ ከባቢኣን ን ዕዮ ወንጌል ዝኸውን ደንበ ፡ ብ ምስጋናን ኣምልኾን ብሓባር እንጌራ ብምቑራስን ን ጎይታ ክንውፍዮን ከነመርቖን ምሳና ክትሓብሩ ብ ፍቕሪ ንዕድም። ከምኡ'ውን ንምምላእ እቲ ዕዮ ኣብቲ ሽዑ ምሸት ንዝካየድ ናይ (Fund Rising)፡ (ብፍታው ገንዘብ ምውጻእ) መደብ ክትካፈሉ ንዕድም!!
# ኩሉ ክብሪ ምስጋናን ነቲ ክሳብ እዛ ጊዜ ዝረደኣና እግዚኣብሄር ይኹን። እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይባርኽኩም!!!!