02/14/2023
Micheal Embaye Aranchi
ሓደ ካብ ጅግና ጀጋኑ ስርሒት ፈንቅል ጅግና ስውእ ገበል
****************************************
ጅግና ስውእ ገበል ኣባል ስለያ ክፍለሰራዊት 70 ምንባሩ ኢዩ ዝፍለጥ ቅጺሉ ናብ ብርጌድ 10 ክፍለሰራዊት 70 ከም ዝተቐየረን ድሕሪ ሒደት ኣዋርሕ ምሕራር ከተማ ባጽዕ ኣብ ድፋዓት ኩበ ኣብቲ መሪር ውግኣት ምርብራብ ግንባር ግንዳዕ ኣብ ወርሒ ጉምቦት 1990 ተሲዊኡ ዝብል ኣፋዊ ሓበሬታታት ኣሎ። ከም ሚኪኤል ነታ ስእሊ እንክርእያ ኣብ ዝኽሪ ኣእምሮይ ዝመጽእ ነገራት ኣሎ። ትብዓት ተጋዳላይ ኢለ ክድምድሞ።