15/08/2026
🚨 **ምዝገባ ጀሚርና ኣለና!** 🚨
# ንግዱሳት ደለይቲ ትምርቲ ካሜራ !
እቲ ብ **Crown Studio** ዝወሃብ ፍሉይ ናይ **Crown Lumen** *Photography & Photo Retouching* ስልጠና ምዝገባ ብወግዒ ጀሚሩ ኣሎ!
ብሉጽን ፕሮፌሽናልን ትምህርቲ ንምሃብ ** ንዝተወሰነ እዋን (ውሑዳት ተማሃሮ ጥራይ)** ስለ ዝኾነ፡ ቀልጢፍኩም ቦታኹም ሓዙ።
📌 **ቀንዲ ነጥብታት ስልጠና:**
* **ኑውሓት:** 3 ወርሒ (ኣብ ሰሙን 3 መዓልቲ)
* **ደረጃ:** ካብ መባእታዊ ክሳብ ላዕለዋይ (Basic to Advanced)
* **ፍሉይነቱ:** ናይ ዓመታት ልምዲ ምካፋል + ከመይ ጌርካ ብሞያኻ ኣታዊ ከምትገብር ምምሃር
📲 **ንዝያዳ ሓበሬታ:**
📞 **ስልኪ:** [+256700850641 // +256703600246 ]
📍 **ቦታ:** Crown Studio ካባላጋላ
📩 **DM / Whatsapp:** [+256700850641]