09/04/2025
ሰላም ሰላም ከመይ ቀኒኹም ደቂኤረይ፡ ኣኣብዘለናዮ ፈጣሪ ሰላሙ የብዝሓልና፡፡
ኣዴና ምልእተ ከሰተ ወልደማርያም ተቀማጢት ሓበላ፡ ሽላሎ ንኡስዞባ ላዕላይ ጋሽ ኮይና፡ ወዲ 8 ዓመት ወዳ፡ ኣሮን ኢሳቕ ቀሺ ዑቅባይ ካንሰር መሰል ቁስሊ ንነዊሕ ስለዘሳቐዮ፡ ምስዘልዋ ናይ ጥዕናን ናብራን ጸገም ፡ ንመሐከሚን መከናኸኒን ዝኸውን ዓቕሚ ስለ ዝሓጸራ፡ ኩልና የሕዋት ዓቅምና ዘፍቅዶ ክንሕግዛ ኣዴና ሓደራ ትብል፡፡
ጻማ ሰናይ ተግባርኩም ካብ ኣምላክ ተፈደይዎ!!!
ንእንገብሮ ሓገዝ፡ 07753079 ምልእተ
ሼር ኣብ ምግባር ንተሓጋገዝ ፡ ሼር ንባዕላ ዓባይ ሓገዝ ያ