Ziko photography

Ziko photography wedding photos,
indoor & outdoor photos
graphic design
logo design
instructor video editing on bietna online mastery

https://youtu.be/XiUVtkubOmQ
24/12/2025

https://youtu.be/XiUVtkubOmQ

Enjoy the videos and music you love, upload original content, and share it all with friends, family, and the world on YouTube.

https://youtu.be/0BmPbBhOmQQ"Adobe Media Encoder፡ እዚ ካብ ኩባንያ Adobe ዝተዳለወ ናይ ቪድዮ መስርሒ መተግበሪ (application) ኮይኑ፡ ንናይ ቪድዮን ኦ...
27/11/2025

https://youtu.be/0BmPbBhOmQQ
"Adobe Media Encoder፡ እዚ ካብ ኩባንያ Adobe ዝተዳለወ ናይ ቪድዮ መስርሒ መተግበሪ (application) ኮይኑ፡ ንናይ ቪድዮን ኦድዮን ፋይላት ናብ ዝተፈላለዩ ቅርጽታት (formats) ንምቕያርን ንምስራሕን (encode ንምግባር) ዘገልግል እዩ። እዚ ሶፍትዌር፡ ንማሕበራዊ ሚድያ (social media)፡ ንብሮድካስትን ንካልኦትን ዝኸውን ድሉዋት ቅጥዕታት (presets) የጠቓልል።
እዚ መደብ ኣካል ናይ Creative Cloud suite ኮይኑ፡ ብዙሓት ፋይላት ብሓንሳብ ንምስራሕ (batch processing) ስለዘኽእል፡ ብዙሕ ፋይላት ኣብ ሓደ ግዜ ንምቕያር (encode ንምግባር) ኣዝዩ ተመራጺ እዩ።
ምስ ከም Premiere Pro ከምኡውን After Effects ዝኣመሰሉ ካልኦት ናይ Adobe ፕሮግራማት ብምውድዳድ፡ ፋይላት ንምውጻእ (exporting)፡ ፕሮክሲ (proxy) ንምፍጣርን፡ ሚድያ ንምእታውን (ingest) ይሕግዝ። መብዛሕትኡ ግዜ ድማ እዚ ስራሕ፡ ተጠቃሚ ኣብ ካልእ እናሰርሐ ከሎ ብድሕሪት (background) እዩ ዝካየድ። ን ምሉእ ትሕዝቱ ኣብዚ ቪድዮ ንከታትል ን ዛይዳ ስልጠናታት ድማ በዚ ተል ተወክሱና
+41779163616

"Adobe Media Encoder፡ እዚ ካብ ኩባንያ Adobe ዝተዳለወ ናይ ቪድዮ መስርሒ መተግበሪ (application) ኮይኑ፡ ንናይ ቪድዮን ኦድዮን ፋይላት ናብ ዝተፈላለዩ ቅርጽታት (formats) ንምቕያርን ንምስራሕን (encode ንም....

ካኖን R6III ��ሓዳስ ናይ መወዳእታ 2025 ዝወጸት ካሜራ ኮይና ፡ እዛ ካሜራ "ሃይብሪድ (Hybrid)"  ማለት ንስእሊ (Photography) ይኹን ንቪድዮ (Video) ብማዕረ  ብሉጽ ...
18/11/2025

ካኖን R6III ��ሓዳስ ናይ መወዳእታ 2025 ዝወጸት ካሜራ ኮይና ፡ እዛ ካሜራ "ሃይብሪድ (Hybrid)" ማለት ንስእሊ (Photography) ይኹን ንቪድዮ (Video) ብማዕረ ብሉጽ ዝኾነ ኣገልግሎት ትህብ። ��ንሰብ መርዓ፡ (ስፖርት)፡ ከምኡውን ንዩቲዩብ/ፊልም ዝሰርሑ ሰባት እታ ዝበለጸት ምርጫ እያ።�
ዓበይቲ ብልጫታት (Advantages) ናይ ካኖን R6 Mark III፡
1. ቡሉጽ ኦቶፎኩስ (Autofocus):�ናይዛ ካሜራ ዝበለጸ ነገር ኦቶፎኩስ እዩ። ሰብ፡ እንስሳ፡ መኪና ወይ ዝኾነ ዝንቀሳቐስ ነገር ክትስእል ከለኻ፡ እቲ ፎኩስ ካብቲ ነገር ስለ ዘይወጽእ፡ ስእልኻ ድምዘዝ (Blur) ኣይከውንን እዩ። ብፍላይ ዓይኒ ናይ ሰባት ናይ ምክትታል ዓቕማ (Eye Tracking) ብጣዕሚ ቅልጡፍ እዩ።
2. ኣብ ጸልማት ዘለዋ ዓቕሚ (Low Light Performance):�ምሽት ወይ ድማ ብዘይ ዝኣክል ብርሃን ኣብ ውሽጢ ገዛ ክትስእል ከለኻ፡ ስእልኻ ጽርይ ዝበለን ዘርጊ ሕርኽርኽ ነጻ (Noise free) እዩ ዝኸውን። እዚ ንናይ መርዓን ኣብ ምሽት ዝሰርሑን ዓብይ ረብሓ እዩ።
3. ቪድዮ (Video Capabilities):�ንቪድዮ ድማ ኣዝያ ብልጽቲ እያ። 4K ቪድዮ ብንጹር ትቐርጽ። ካልኦት ካሜራታት ቪድዮ ክትቀርጽ ከለኻ ይሞቓ እየን፡ እዛ ሓዳስ R6 III ግን ነዚ ጸገም ዝፈትሕ መሕዝሊ (Cooling system) ስለዘለዋ ንነዊሕ ሰዓታት ክትቀርጽ ትኽእል።
4. ስታቢላይዘር (IBIS - In-Body Image Stabilization):�ኢድካ ነዝ ነዝ ዝብል እንተኾይኑ ወይ ድማ ብዘይ ትራይፖድ (Tripod) ክትቀርጽ እንተደሊኻ፡ እታ ካሜራ ኣብ ውሽጣ "ስታቢላይዘር" ስለ ዘለዋ፡ ስእልኻ ወይ ቪድዮኻ ንጹርን ዘይንቀሳቐስን (Smooth) ይኸውን።
5. ፍጥነት (Speed):�ሓደ ነገር ብፍጥነት ክሕለፍ ከሎ (ንኣብነት ተወዳዳሪ ክጎይ ከሎ)፡ እዛ ካሜራ ኣብ ሓደ ሰከንድ ብዙሕ ስእልታት ናይ ምስኣል ዓቕሚ ስለዘለዋ፡ እቲ ዝበለጸ ሞመንት ኣይመልጠካን እዩ።�
ንክትገዝኣ ንመከር ዶ?
* እወ፡ እንተድኣ ስራሕካ ስእልን ቪድዮን (Video & Photo) ብማዕረ ክትሰርሕ ዝደሊ ኮይኑ"ሃይብሪድ (Hybrid)" እወ ብልጽቲ ኣማራጺ ኢያ።
* እንተድኣ ካብተን ናይ ቀደም DSLR (ከም Canon 5D/6D) ናብዘን ሓደስቲ Mirrorless ክትሰጋግር ደሊኻ፡ እዚኣ ብጣዕሚ ዓብይ ለውጢ እያ ።�
* ኣይትግዛኣያ እንድሕር !� እንተድኣ ስራሕካ ስእሊ ጥራይ ኮይኑ፡ ወይ ድማ በጀካ (Budget) ጸገም እንተሎ፡ Canon R6 Mark II (ናይ ቅድሚኣ ሞዴል) እውን ጌና ብጣዕሚ ብልጽቲ ካሜራ እያ።�
ብሓጺሩ፡ ካኖን R6 Mark III ንመብዛሕትኡ ሰብ እትኸውን፡ ንኽትጥቀመላ ቀላል፡ ንቪድዮን ስእልን እተገልግል "All-rounder" ዝኾነት ዘመናዊት ካሜራ እያ።��ዚኮ-ኣካደሚ
ስልጠና ደረቅ ስእልን ቪድዮን

https://youtu.be/gvQLqMed34kቀሊልን ቅልጥፉን ኣገባብ ኣጠቃቅማ መላጉም ካሜራ ዝሓዘት ቪድዮ ኢያ።እዛ ቪድዮ ንዓኻትኩም፡ ሓደስቲን ነባራት ኣብ ሞያ ምሳል ዘልና ክሳብ ሕጂ ድማ...
14/11/2025

https://youtu.be/gvQLqMed34k

ቀሊልን ቅልጥፉን ኣገባብ ኣጠቃቅማ መላጉም ካሜራ ዝሓዘት ቪድዮ ኢያ።

እዛ ቪድዮ ንዓኻትኩም፡ ሓደስቲን ነባራት ኣብ ሞያ ምሳል ዘልና ክሳብ ሕጂ ድማ ቀሊልን ቅልጥፉን ኣገባብ ኣጠቃቅማ መላጉም ካሜራ ዘይትጥቀሙ ተልከም ብ ቀሊሉ ገጻት ሓበሬታ ናይ ካሜራ ንምርካብ እትሕግዘና ቪድዮ ኢያ
ንዝያዳ ምሉእ ስልጠና ናይ ኣሰኣእላን ፡ ቪድዮ ኤዲት ፡ ግራፊክ ዲዛይን በዚ ተለ ተወከሱና +41779163616

ቀሊልን ቅልጥፉን ኣገባብ ኣጠቃቅማ መላጉም ካሜራ ዝሓዘት ቪድዮ ኢያ።እዛ ቪድዮ ንዓኻትኩም፡ ሓደስቲን ነባራት ኣብ ሞያ ምሳል ዘልና ክሳብ ሕጂ ድማ ቀሊልን ቅልጥፉን ኣገባብ ኣጠቃቅማ መ...

Adresse

Zürich

Telefon

+249966107391

Webseite

Benachrichtigungen

Lassen Sie sich von uns eine E-Mail senden und seien Sie der erste der Neuigkeiten und Aktionen von Ziko photography erfährt. Ihre E-Mail-Adresse wird nicht für andere Zwecke verwendet und Sie können sich jederzeit abmelden.

Service Kontaktieren

Nachricht an Ziko photography senden:

Verknüpfungen

Teilen