Qelem Hasabat

  • Home
  • Qelem Hasabat

Qelem Hasabat We host deep, unhurried conversations on philosophy, society, and literature Qelem Hasabat is published by the Eritrean Organization of Writers and Journalists

Qelem Hasabat | Painting Thoughts with Words and Vision

Step into Qelem Hasabat, an intellectual and artistic platform dedicated to elevating the way we think and see the world.

ካልኣይ ኽፈል ዕላል ምስ ሊድያግርማ እዮሱስ ኣብ Qelem Hasabat እነሆ ኣብ መውሃቢ ርእይቶ
03/09/2026

ካልኣይ ኽፈል ዕላል ምስ ሊድያግርማ እዮሱስ ኣብ Qelem Hasabat እነሆ ኣብ መውሃቢ ርእይቶ

With ሊድያ ግርማ ኢየሱስ – I just got recognized as one of their top fans! 🎉
03/09/2026

With ሊድያ ግርማ ኢየሱስ – I just got recognized as one of their top fans! 🎉

03/09/2026



ምሉእ ትሕዝቶ ኣብ መውሃቢ ርእይቶ

ወለባ

ብሓደ ወገኑ ነዊን በሊሕን ዝጫፉ በቲ ካልእ ወገኑ ድማ ዝተሰላለመ ርእሲ ዘለዎ ኣንስቲ ኣብ ጸጉረን ዝሰኹዓኦ እንተደለያ መኹሓሊ ወይ መስተር (መሕኸኪ ) ርእሲ ዝጥቀማሉ ካብ ቡሩር ወይ ዓጽሚ ዝስራሕ ጌጽ (መጸባበቂ ) እዩ :ወይ ውን በሊሕ ስቢሎ መሰል መትሓዚ ዘለዎ ኣብ ክዳን ናይ ሰበይቲ ዝለግብ ስልማት ይብል ተኪኣ ተስፋይ ኣብቲ ዘመናዊ መዝገበ ቃላት ትግርኛ ዝብል መጽሓፋ

ኣብ መዝገበ ቃላት ትግርኛ ደሊና ድማ
ወለባ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ቁነኣን ዝሰኹዓኦ መሰንተር መሰል ዓይነት መጋየጺ እዩ ይብል

ጽሓፊ መዝገበ ቃላት ትግርኛ ደሊና ዶር ዳኒኤል ተኽሉ
Mussie Kidane Ke
Qelem Hasabat
Girmay Froz ke

31/08/2026

30/08/2026

ሙሉእ ትሕዝቶ ናይ ቀዳማይ ኽፋል ኣብ መውሃቢ ርእይቶ

ሙሉእ ትሕዝቶ ኣብ መውሃብ ርእይቶ  Hasabat
28/08/2026

ሙሉእ ትሕዝቶ ኣብ መውሃብ ርእይቶ Hasabat

ቀለም ሓሳባት ብምኽንያት ቅንያት ኣሸንዳ ካብ ወግዓዊ ስትድይኡ ዘወር ኢሉ ምስ "ሰናይት ግርማይ" ኣብ ውልቃዊ ህይወትን ከምኡ'ውን ኣብ ስነ-ጽሑፍ "ቁዱስ መውስቦ" ትብል መጽሓፍ ተርጊማ ናብ...
28/08/2026

ቀለም ሓሳባት ብምኽንያት ቅንያት ኣሸንዳ ካብ ወግዓዊ ስትድይኡ ዘወር ኢሉ ምስ "ሰናይት ግርማይ" ኣብ ውልቃዊ ህይወትን ከምኡ'ውን ኣብ ስነ-ጽሑፍ "ቁዱስ መውስቦ" ትብል መጽሓፍ ተርጊማ ናብ ኣንባቢ ዘብጽሓታ። ኣብ መጽሄት መንገዲ ህይወት ዝሰፈረ ውልቃዊ ታሪኽ. ...ዘተኮረ ዛዕባ ጽባሕ ኣብ ቻነል ቀለም ሓሳባት ናባኩም ክነብሎ ኢና።

ሊድያ ግርማ ኢየሱስ የቀንየልና!

ሳብስክራይብ ንቀለም ሓሳባት ሊንክ ኣብ ኮመንት!

24/08/2026

Qelem Hasabat ምስ brhane

Address


Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Qelem Hasabat posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Qelem Hasabat:

Shortcuts

  • Want your business to be the top-listed Photography Service?

Share