Fashion phtographer, videographer Toronto & New York City

Fashion phtographer, videographer Toronto & New York City Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Fashion phtographer, videographer Toronto & New York City, Calgary, AB.

08/23/2023

Check out henok's video.

08/23/2023

371 likes, 9 comments. “ 🇪🇷🇪🇷habesha 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷🤍 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤️💚❤️ethiopiantiktok ...

03/04/2023

ይትረፍ ሃገር ዘፍቀረ ሰብዉን ዘፍቀረ ዕዉር ኢዩ ።

ብዙሕ ግዜ ብልምዲ ፍቕሪ ዕዉር ኢዩ ይብሃል ኢዩ ። ብኣይ አብሃሃላ ግን ፍቕሪ ዘይኮነ አፍቃሪ ኢዩ ዕዉር !!!! አብ ዓለም እቲ ዝሓየለ ሓይሊ ፍቕሪ ኢዩ ። ፍቕሪ ዘይስዕሮ ሓይሊ የለን !!! ብፍቕሪ ንኹሉ ትስዕሮ ኢኻ ። ፍቕሪ ዘይናታ ኣይትደሊ ፣ ፍቕሪ ንኹሉ ኢያ ቲኣምን ፣ ፍቕሪ ትሓሊ ፣ ፍቕሪ ትድንግጽ ፣ ፍቕሪ አይትዕበን ኢያ ፣ ፍቕሪ ኣይትጅሃርን ኢያ ፣ ፍቕሪ ትሕብሕብ ቲኣሊ ። ፍቕሪ ዓሌት አይትፈሊ ሃይማኖት !!! ፍቕሪ ቀይሕ አይትብል ጸሊም !!! ፍቕሪ ኣዚያ ኢያ ጥዕምቲ !!! ፍቕሪ ልእምቲ !!!

ፍቅሪ ግን መበቆሉ ካብ ኣምላኽ ኢዩ ። ኣብ ዉሽጡ ፍቕሪ አምላኽ ዘይብሉ ሰብ ፍቕሪ ሰብ የብሉን። ንአምላኽ ዘይፈልጥ ሰብ ንፍቕሪ አይፈልጣን ኢዩ ኣብ ዉሽጡ ኺኣ ሰላም የብሉን !!!! ምስ ኩሉ ሰብ ኪኣ ይብኣስ !!

ሕልኒኡ ኩልግዜ ብገዛእ ግብሩ ዝኽስስ ኣብ ገዛእ ሕልኒኡ እሱር ሰብ ኢዩ ። ከምዚ ዓይነት ሰብ ኩልግዜ ጨካን ኢዩ። ፍቕሪ ሃገርን ሰብን የብሎምን ። ኣብ ምንጎ ሰባት አቲዮም ግን ፍልልያት ብምፍጣር ባእሲ ይፈጥሩ እሞ ንሶም ይሕጎሱ መንፈሶም ይዓግብ።

ይትረፍ በጃ ህዝብን ሃገርን ክሓልፉ በጃ ርእሶም እካ መስዋእቲ ክኸፍሉ ኣይክእሉን ኢዮም !!!! ዘፍቀረ ግን ዕዉር ኢዩ። ዘፍቀረ ዓሌትነት ኣይፈልጥ ሃይማኖት አይፈልጥ !!!

አብ ዋጻእን አብ ዉሽጥን ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ኺኣ ፈቃር ኢዩ !! ፈቃር ስለዝኾነ ኢዩ ኺኣ ንኹሉ ዚኣምን !! ሃገሩን ህዝቡን ስለዘፍቅር ኢዩ ኪኣ በጃ ህዝቡን ሃገሩን ከቢድ መስዋእቲ ዝኸፍል። ጥዒምዎ ዘይኮነስ ንኽጥዕሞ ይጽዕር ። ወገንነት ኣይፈልጥን እንትርፎ ብጻይነት !!! ብኤርትራን ብኤርትራዉነትን ግን ኣይትምጺኣዪ !!! ኣብ ሓድነቱ አቲኻ ኺኣ ኣይትፈላልዮ !!! ሓንቲ ኢያ ኣዴና ፣ ሓንቱ ኢያ መዝሙርና * ኤርትራ* ። ሃገር ኢና አፍቂርና ካልእ ከነፍቅር ዘይተገደድና !! ኩሉ ካብ ከርሲ ማህጸን ኤርትራዊት ኣደ ዝወጸ ኢዩ ዉላድና !!! ተስፋ ነስንቖ ናይ ጽባሕ ተረከብቲ ሕድሪ ንስኹም ስለዝኾኑ ፍሬና !!!

እግዚኣብሄር መከራ ህዝብናን ሃገርናን ዪኣክል ይበል።

ኤርትራ ብደቃ ንዘልአለም ተኸቢራ ክትነብር ኢያ።
ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና
ዓወት ንሓፋሽ

02/14/2023
01/21/2023

01/19/2023

01/19/2023

እዚ መጅላግ ጥስጡስ ግ-ሰዶማዊ እሰያስ ኣፎርቂ በዚ ዝመተ ናቱ ጓንቲ ዝነበረ ኣልኣሚን ወዲ ወሎ ጌሩ፥ ነታ ንዓመታት ዘድመየትና ኢትዮጵያ ብዋጋና “ንኸይትበታተን ኢየ ክሰርሕ” ኢልና!? ን...

Address

Calgary, AB

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Fashion phtographer, videographer Toronto & New York City posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share